ኣበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ኣብ ኣሉላ ኣባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ዝርከብ ብትን ሳዕሪ ናብ ትካሉ ከጋዕዝ ይደሊ ስለዚ ዉን ካብዚ ንታሕቲ ረቀሒ እተማልኡ ተጫረቲ እቲ ሳዕሪ ካብ ኣሉላ አባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ናብ አበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃብቲ እንስሳት ከጋዕዝ ዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- ልዕሊ 3ተ መካይን ወይ ምስተሓብተን ከቅርብ ዝክእል
- ሰዕሪ ዝመላለሰሉ መዓልቲ ሰኒ ረቡዕ ዓርቢ
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
- ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉሽጢ ብዝተዓሸገ ፖሰት ምቅራብ ይክእል
- ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ኣጎዓዒዙ ክዉድእ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ከፊልኩም ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 23/ 01 /2016 ሰዓት 4 ፡00 ይከዉን
መዘካከሪ ሳዕሪ ዘራግፋን ዝፅዕኑን ሰራሕተኛታት ትካልና ባዕሉ የቅርብ