ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ የካቲት2012 ሒሳብ ዘፍለጠን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን መቕረባይነት ዘሐደሰን
3 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ንናይ ሕትመት 1000፣ ኤሌክትሮኒክስ 1000፣መሳርሒ ፅሕፈት3000 ስፔር ፓርት 1000
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/08/2012 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቃሒ መሰረት ኮይኑ ካብ ዕለት 16/08/2012ዓ/ም ክሳብ 30/08/2012 ምቅራብ ይካኣል
7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 60 መዓልትታት ይከዉን
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 58/ 03 44 41 76 37