ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕላ ናይ ኣደራሽ ሳዉንድ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት፣ ናይ ለካቲት 2012ዓ/ም ቫት ዲክልረሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 መኸበሪ ጨረታ ብር 10000ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ
3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ሰዓራይ ኣብ ዝምረፀሉ እዋን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 59 34 11 /03 42 40 87 57