ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ኢንድስትራል ናዉቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት፣ ቲን ካርድን ናይ ቫተ ሰርተፊኬት መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ንናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ጨረታ መኸበሪ 10000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
4 አዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት ካብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስ ሳ/ፃ/እምባ ይክፈት
5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይኽፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 05 56 /03 44 47 05 06 /03 44 47 02 79