ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኽፈልኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ
4 ተወዳደርቲ እትጫረቱሉ ዶክመንት ብፖስታ ካብ ዕለት 13/08/2012ዓ/ም ክሳብ 15/08/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምሃብ ትክእሉ
5 አቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ዝፀንሕ ኮየኑ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4፡30 ይክፈት