ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ሸዉዓቲአን ክፍለ ከተማታት ከተማና ናይ እግረኛ መሰጋገሪ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቀብእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት፣ ናይ ለካቲት 2012ዓ/ም ቫት ዲክልረሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ብናይ ዜብራ ቀለም ምቅባእ ስራሕቲ ከምዝሰርሑ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ
3 8000 ካ/ሜትር ዉዕሊ ካብ ዝኣስርሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ተኸታተልቲ መዓልቲ ቀቢኦም ከረክቡ ዝኽእሉ
4 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ
5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 06/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 59 34 11 /03 42 40 87 57