ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረገጋገፂ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቅርብ ትኽእል
2 ናይ የካቲት 2012ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ//ሰሜን ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፃሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል
5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉእዋን ካብ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ክሳብ 19/08/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3.30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት4፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት
6 ሰዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10