ኣበርገለ ዓለም ለኸ ል/ሃ/እንስሳት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጨርጨር ጣብያ ሓዲስቅኝ ፍሉይ ሽሙ ሶሊንኣብ ዝተባሃለ ናይ ሕርሻ ቦታ ናይ 33 ሄክታር ሓፁር ፣ መዕረፊ ዋርድያታትን መዕረፊ ሰራሕተኛታትን ማለት እዉን ፣ ጠቅላላ ዝሕፀር ቦታ ን 33 ሄክታር ብኦምን ጋብየንን ፣ በቢ ክልተ ሜትሮ ርሕቀት ናይ ሓፁር ጉድጋድ ምኹዓት ፣ ዝኾዓት ጥልቀት ጉድጋድ 0.5 ሜትር ጎኒ ጉድጋድ ጥልቀት 0.5 ሜትር ጉኒ 0.5 ሜትር፣ በትካል ዝቀረበ ባህርዛፍ ኦም ኣናቆረፅካ ምትካል ፣ ብትካል ዝቀረበ ጋብየን ሓፁር ምሕፃር ፣ ኣብ ኣርባዕ ማእዝን ናይቲ ሳይት 2 ሜትር ብ3 ሜትር ናይ ዋርድያ መዕረፊ ጠቅላ 4ተ ቆርቆሮ ምስራሕ ፣3ተ ክፍሊ መዕረፊ ሰራሕተኛታት 3 ሜትር ብ 4 ሜትር ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ምሰራሕ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 30, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ተመዝጋቢ እሴት ታክስ ቫት ዝኾነ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርድ ዘለዎ
4 ንጨረታ መኸበሪ ብር 10000.00 ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ ዝኽእል
5 ንሓደ ናይ ጨረታ ዶክመንት ብር 50 ከፊሉ ዝወስድ
6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 30/07/2012ክሳብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም
7 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 15/08/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ ሰዓት 10፡00 ይክፈት
8 ትካልና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 28 45 +251914043076 +251614314506