ኣጎልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ዝተቃፀሉ ትራንስፎርመራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደሊ ሕጋዊ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2012 8:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተጫረቲ ዝስዕብ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 29/07/2012ዓ/ም ክሳብ 13/08/2012ዓ/ም ብምግዛእ ክትወዳደሩ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ 13/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 እቲ ትካል ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 67 12

ጨረታ መደብ

s