ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ፣ሕርሻ ፣ማይ ሃፍቲ ፣ ጥዕናን ፣ኮንስትራክሽንን፣ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉትታት ብናይ seftnet በጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 18, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት እዉን ዘለዎ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ
2 ተመዝቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ፣ በቢ እዋኑ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣
3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 18/07/2012ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ተከታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 25/07/2012 ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ይክፈት
6 መኸበሪ ፕሮፎርማ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል
8 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72/03 46 64 02 09 /03 46 64 00 18