ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት አቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ ኣቅሑት ክዕድግ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እቲ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን

4 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 11/07/2012-16/07/2012እስካብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት

6 ዝኽፈተሉ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 11 21

ጨረታ መደብ