ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፀግን ንይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ
2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 15/07/2012ዓ/ም
3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡00 እቲ ጨረታ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።