ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባኒያ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራባዊ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሌ ንዝሃፆ ሜሊ ወርቂ ማዕድን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቀፅሪMGP/047/2020 ዕለት 12/03/2020 ዓም ኣፈ ኣወዳዲሩ 6ተ ወርሒ ክካረ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2012 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 8, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መዓቀኒ | ዝድለ በዝሒ | ሞዴል | ትሕዝቶ |
1 | ኤክስካቫተር ምስ ጃክ ሃመር ዘለዎ ክትኮን ይግባእ | ቁፅሪ | 1 | 2015 ዓም ፈን ድሕሪኡን ጉልበት 250 ፈረስ ጉልበት | 16m3 ልዕሊኡን |
2 | ደምትራክ | ቁፅሪ | 2 | 2015 ዓም ፈን ድሕሪኡን | 16m3 ልዕሊኡን |
3 | ፎርክሊፍት | ቁፅሪ | 1 | 2008 ዓም ፈን ድሕሪኡን | ካብ 5ቶን ንላዕሊ |
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣
2 ናይ ዘእትዉዎ ማሽን ዝገልፅ ሊብሬ ወይድማ ሕጋዊ ሰነድ
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቀለ ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ናብ ተምቤን ዓብይ ዓዲ ዝወስድ ኣብ ናይ ኤስ ኦ ኤስ መስመር ፈለማ መዕፀፊ ሰላም ህንፃ ቢሮ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡
4 ተጫረቲ ዘይምለስ ሐደ ናይ 2012 ዓም ዝትሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ሐደ ፎቶ ኮፒ ምስ ሐደ ኦርጅናል ቴክኒካል ደኬሜንት ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝትዓሸገ ፖስታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 31/03/2012 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ምእታዉ ይክእሉ እዩም