ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ንብረት መፍለይ ቁፅሪ ኣብ ባዕሉ ዝፃሓፍ ሕትመት ምሕታም ስራሐቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2012 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሊቨረ ፣ ኢንሽራንስ

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/07/2012 ዓ/ም እስካብ 08/07/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/07/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/07/2012 ሰዓት 09፡10

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ