ኣብ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእዕል
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ
4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ
5 ንሰነድ ዝርዝር ጨረታ ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 01/07/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ንነፍሲ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 መኸበሪ ጨረታ ንናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ 4000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
7 እቲ ጨረታ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ይግባእ
9 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 35 65