ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኢንተርኔት ዝርጋሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት 24 port mountable gigabit switch 3 in 1 modular crimping toolRJ 45 ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት
3 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት
4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/06/2012ክሳብ 03/07/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ
5 ፕሮፎርማ ዕለት 03/07/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት