ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ጎማ በርጅስተን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 27, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኮፈልኩምን
2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም
3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
4 ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምዉሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ 30/06/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡30 እዚ ፕሮፎርማ
5እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል፡፡