ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ
3 መኸበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
4 እቲ ጨረታ ካብ 26/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 ተካታተልቲ መዓልትታት ኣብ ኣየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15