ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ
2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ ታሕሳስድ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
5 ዝተኣዘዘ ንብረት ኣሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ኣብ ኩነታት ዘየተመስረተ ስፒኦ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝኣስሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልታት ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ክሳብ 08/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56