ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ን ፖሊስ ን ጥዕና ቤት ፅሕፈትን መኪና ዝዉዕል ስፔር ፓርት ኣቅሑት ካብዚ ንታሕቲ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 25, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም ፣ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/06/2012 ዓ/ም 11:30
3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል