ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 26/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2012 10:32 ቅ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቲን ናምበር ዘለኩምን

3 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡኩም ምካንኩም

4 ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቲ ንብረት ክቐርብ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 06 /15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s