ቤት ፅሕፈት ጨ/ከ/ል/ን /ኢንድትሪን ከተማ ደራ ከ/ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ናይ ደገ መብራህቲ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 23, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1 ተጫረቲ ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበርን ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡን ዘሐደሱን መረዳእታ ዘለዎም

3ቫት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ግንበት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ

4 ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብስፒአ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም ዘርፊ ንግዲን ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለወም ክኮኑ ይግባእ

6 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደክመንት ሽሞም ፣ ፌርሞኦም ማህተምን ክዓርፎ ይግባእ

7 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ጨንፈር ከ/ል/ን/ ኢንድስትሪን ከተማ ደራ ከ/ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ኮይኑ ሰነድ ዋ 100 ብር ጥራሕ ይከዉን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ 60 መዓልታት ይከዉን

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ መዓልቲ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ዝዕፀዉ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 16 20 74 /09 33 38 53 25 /09 14 80 11 06

ጨረታ መደብ

s