ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተኣከቡ ኣብ ኣጎልግሎት ክዉዕሉ ዘይክእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 20, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፌርማን ኣድራሻን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ከስፍሩ ኣለዎም

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ከ/ስ/ዕ/ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 3 ምልክታ ካብ ዝወፃሉ ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ /ፋፂ ምኻኑ ክትፈልጡ አለኩም

4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ግዜ ዕለት 19/06/2012ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልታት ኣብ አየር ይፀንሕ

5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነድ ዘቅርቡሉ ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ዝፀንሓሉ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ከ/ስ/ዕ/ምም/ር/ን ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ  ብም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ከትሕዙ ኣለዎም

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 34 01 26 / 09 14 26 65 58 /09 14 28 99 03

ጨረታ መደብ

s