ኤጄንሲ ልምዓት ኣባይቲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 18, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪቲን ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኽአል
3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝክእል
4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል
5 ተወዳደርቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መመርሒ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ካብ ዕለት 17/06/2012 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ
6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 4000 ብርብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ሳንዱቕ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕብ ዝክእል
7 እቲ ጨረታ ዕለት 01/07/2012 ልክዕ 10፡00 ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይክፈት
8 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 14 ምሕታት ይካኣል