ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ናይ PSD –HUB Project ሒሳብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ኦዲት ንምግባር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ዝተሓደሰ ናይ 2010/11 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ሰርትፊኬት ዘለዎ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ክሳብ 20/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402529/414490 ምድዋል ይከኣል።


ጨረታ መደብ