ቤት ፅሕፈት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትግራይ ናይ ዓድዋ አገልገሎት መዉሃቢ ቤት ፅሕፈት ናይ ህንፃ መወዲኢ ዘድልዩ ናዉቲ ማለት እዉን ናይ ዕንፀይቲ : ናይ ኣሉሚኒየምን : ሰራሚክን ከምእዉን ናይ ኢድ ዋጋ ሙሉእ ስራሕ ወዲኡ ዘረክብ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ስለዝኮነ ድማ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ደረጃ 10 ኮንትራክተር ረቆሒታት ዘማለአን ወይድማንግዲ ፍቃድ ዘለዎን  ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ክሳተፍ ይክእል

2 ተጫረቲ 400 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 12/6/2012 ጀሚሩ ክሳብ 16/6/2012 ዓም ሰዓት 830 ድሕሪ ቀትሪ ክዕድጉ ይክእሉ

3 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ 16/6/2012 ዓም  ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/6/2012 ዓም ሰዓት 9:30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

4 ኣድራሻ መቐለን ትሕቲ ሆቴል ፕላኔት ዝርከብ ህንፃ ኮንስተራክሽን ዛምራ ዝረከብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 1 እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406712 ሰዊሎም ምሕታት ይክእሉ

ጨረታ መደብ