ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ 

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 24/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s