ንኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቅረብቲ ትካላት ክወዳድር ዝደሊ ስለዚ ጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ
3 ፕሮፎርማ ዕለት 16/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 42 40 04 03 ምሕታት ይካኣል