ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ንምፅጋን ዝተፈላለዩ ጣዉሉን መስርሕታት ህንፃን ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 12, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት
2 ካላዉዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 10/06/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት13/06/2012 ሰዓት 10፡30 ይክፈት
ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77