ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሃንድ ጂፒኤስን ፣ ብድጅታል ካሜራ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
2 መዐደጊ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ክከፍል ዝክእል
3 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 10/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 23/06/2012ዓ/ም ንተከታተልቲ 10 መዓልቲ ይከዉን
4 ሰነድ ጨረታ 23/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈይት
5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ምስ ሰነድ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል
6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 75 00 13