ቤት ፍርዲ ወረዳ እምባ አላጀ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ወረዳ አጎልግሎት ዝዉዕሉ ዲስክቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/06/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣለጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 10, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተገበረ ሰነድ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ
7 ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 21 01 64 /03 42 21 04 07/09 14 68 08 94 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል