ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ዝዉዕልክ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ

2 ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ

3 ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ

4 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም ናይ ሕዳር 2012 ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ ኤሌክትሮኒክስ 5000፣ ፈርኒቸር3000፣ ሕትመት3000 ቅርሺ  ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክሜንት ካብ ኮምሽን ቢሮ ቁፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ዘይምለስ 30 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

7ካብ ዕለት 06/06/2012ክሳብ ዕለት 20/06/2012 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

8 ጨረታ ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 8፡30 ድቀ ዝዕፆ ይከዉን

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 9፡00 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s