ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ን ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብረት በሪ ማዕፆ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/06/2012 ሰዓት 3፡00

ጨረታ መደብ