ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቅ ን 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ናዉቲ ፅሬትን፣ ካልኦት ደቀቅቲ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ዝኮንኩም
- ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን
- ሓዱሽ መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘን
- ከምኡዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ከቅርብ ዝከእል
- ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ምብራቅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ይከኣል
- መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብ ሲፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
- ንዝሰዓረ ተጫራታይ ዉዕሊ ድሕሪ ምፍራም ዝተትሓዘ መክበሪ ጨረታ ንዝተሰዓሩ ተጫረቲ ይምለስ
- ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ዝሓሸ መንገዲ ወይ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ጨረታ ካብ 15 ታሕሳስ 2008 ዓም ክሳብ 6 ጥሪ 2008 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ኮይኑ ይፀንሕ
- ጨረታ 6 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ንጉሆ ተዓሺጉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ዕለት ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሕዳር 2008 ዓም ሒሳብ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርብ እትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 0344452018/ 0914180803 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል