ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪ ትካልኵም ማህተምን ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ክሳብ 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 04/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓ ት 9፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70