ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ኣክሱም ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ደረጃ 7ተ ልዕሊኡን

2 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 400 ቅርሺ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 75 25 14/ 09 14 04 56 61

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s