ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ሰረተፊኬት
2 ንግብሪ ኸፈልቲ ዝወሃብ መለለይ ቁፅሪ ወይ ቲን ዝተመዝገብኩም
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም 02/06/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ብዕለት 02/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድ/ቀትሪ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 28