ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስቴሽነሪ መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2012 5:03 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 30/05/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727

ጨረታ መደብ