ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ Belayab Motors Zhengzhou Nissan Automobile Pickup D/cap 4WD 2498 cc መኪና ጌጣ ጌጥ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 4, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 28, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፡ ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ
2 እዚ ፐሮፎርማ ካብ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም ክሳብ 03/05/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት
3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54