ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ተካርዩ 95 ሰባት ካብ ከተማ መቀለ ናብ ደብረ ማርቆስ ኣብፂሕኻ ንምምላስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 25/05/2012 ዓም ክሳብ 29/ 05 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል
2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 88 87