ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ካብ በጀት ዓመት 2012 ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጎልጎት ዝህቡ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን
4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን
5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን
6 ንዕደጋ ልዕሊ 10000.00 ቅርሺ ንኣጎልግሎት 3000.00 ቅርሺ ዝሸፈነ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክክፍል ይክእል
7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 19/05/2012ዓ/ም ክሳብ 03/06/2012ዓ/ም ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ 3 ክትወስዱ ትክእሉ
8 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ይ ብስፒኦ ዘቅርብ
9 ሰነድ ጨረታ 03/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ይክፈት
10 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ንብረት ኣታዊ ዝገብር
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
03 44 36 00 09 /09 14 13 03 20 /09 14 22 09 02 /09 18 32 40 65