ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ tሃነፅትን ኣባላትን ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዙ ኣለዎም
3 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ክሳብ 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስድ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይኩን ኣብ ዘይተረክቡ ይክፈት
5 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ
6 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል