ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት/ስሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ
2 ቲን ናምበር ዘለዎም
3 ፕሮፎርማ ዝፅፀወሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09