ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መሳርሒ B.P COUGH /DIGITAL/ ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ክሳብ 19/05/2012ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 44 42 03 31

ጨረታ መደብ