ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ፣ ናይ ህትመትን ፣ ባንዴራታትን/ከስርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2012 11:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅርን ፣
2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎም
3 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ
4 ፕሮፎርማ ካብ 15/05/2012 ክሳብ 19/05/2012ናይ ምሸት ሰዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ተቅርቡ ትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት
6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92