ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከቡ ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ቢሮን /ፈርኒቸር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ
2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ሕዳር/ታሕሳስ ዲክለር ዝገበሩ
4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 13/05/2012ዓ/ም ክሳብ 28/05/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ከይድን ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተኣሸገ ኢንቮሎፕ ምእታዉ ትክእሉ
5 መኸበሪ ጨረታ ትሕጃ ቢድ ቦንድ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ 2000ብር ን ኣቅሑት ቢሮ 6000 ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል
6 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
7 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
8 እቲ ጨረታ 28/05/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ - - 03 43 45 01 10/12