ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት አቕሑት ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እቲ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ዘሐደስኩም
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን
4 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ
5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 08/05/2012-14/05/2012እስካብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 11 21