ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 12, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ
3 ዝተሓደሰ ናይ 2011 መቅረባይነት
3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ06/ 05/2012 ዓም ክሳብ 12/ 05/2012 ዓ/ም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት12/ 05/2012 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/ 05/2012 ዓ/ም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን
ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498