ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ማይ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖታ ካብ ዕለት 05/05/2012ዓ/ም ክሳብ 07/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ከተቅርቡ ትክእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
7 ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70