ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 05/05/2011ክሳብ 08/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ትኽእሉ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s